እዚ ገጽ ብቋንቋታት ጀርመንን እንግሊዝን ጥራሕ ኢዩ ዝርከብ። ግን ብትግርኛ ኣብ FMZ ምኽሪ ክንህበኩም ደስ ይብለና።
ብኣካል ቆጸራ ንምሓዝ ወይ ብ ኦን-ላይን (Online) ምኽሪ ንምርካብ ርኸቡና።
ስለ ምርዳእኹም ነመስግን።
ብዛዕባ ኣብያተ-ትምህርቲ፣ ሞያዊ ስልጠናታትን ንዘለካ ዲፕሎማ ኣፍልጦ ምሃብን ሓበሬታታት ትደልዩ‘ዶ?
ብዛዕባ ስርዓተ-ትምህርቲን ትምህርቲ ሞያን ትምህርቲ ዩኒቨርሲትን ንኣብ ስዊዝ ዘለዉ መንእሰያት ሓበሬታ ንምርካብ (ብዝተፈላለዩ ቋንቋታት፣ እንተላይ ትግርኛ)
ንክልተ ነናይ ፍርቂ-ሰዓት ብቋንቋ ኣደ ብሓደ ክኢላ ዝውሃብ ኣገልግሎት ምኽሪ ንምርካብ ኣመልክቱ