
Esther Dunn
Stellenleiterin / Prüfungszentrumsleiterin Goethe Institut Zug / Prüferin Goethe
እዚ ገጽ ብቋንቋታት ጀርመንን እንግሊዝን ጥራሕ ኢዩ ዝርከብ። ግን ብትግርኛ ኣብ FMZ ምኽሪ ክንህበኩም ደስ ይብለና።
ብኣካል ቆጸራ ንምሓዝ ወይ ብ ኦን-ላይን (Online) ምኽሪ ንምርካብ ርኸቡና።
ስለ ምርዳእኹም ነመስግን።
ብ 16 ቋንቋታት ኣገልገሎት ምኽሪ ንህብ፣ ምስጢር ናይ ምዕቃብ ግዴታ ኣለና፣ ኣብ ፖሎቲካን ሃይማኖትን ድማ ገለልተኛ ኢና።